ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም

ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ ቁፅሪ 09/ 2007 ዓ/ም 

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም  ዝተፈላለዩ  ናይ  ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ  አወዳዲሩ  ክገዝእ  ይደሊ ፡፡ ስለዚ በቢዝምልክተኩም  ዘርፊ ኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ  ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ  ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡

  1. ናይ  2007 ዓ/ም በቢዘርፉ  ዝተሐደሰ ሕጋዊ  ንግዲ  ፍቓድ ዘለዎ፡፡
  2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ (TIN NO) ዝሐዝኩምን ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርትፊኬትን  ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2007 ዓ/ም ዴክሌር ዝተገበረሉ መረዳእታን ክተቕርቡ ትክእሉ፡፡
  3. ኣብ መንግስቲ ንክትጫረቱ ዝተሐደሰ  ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት መረዳእታ ዝሐዝኩም::
  4. ጨረታ ሰዓርቲ እንተከይንኩም  ዝሰዓርኩምዎ  ንብረት  በቢዝምልከተኩም ዘረፊ ብደብዳቤ   ተገሊፅልኩም  ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ  ዉሽጢ  10 መዓልቲ  ብናይ ባዕሉ  መጋዓዝያ  ንብረት ብባዓል ሞያ  ኣፈቲሹ  ናብ ትካልና ኣታዊ  ክገብር  ዝክእል::
  5. ተጫረቲ  መወዳደሪ  ደኩሜንትኩም  ስርዝ  ድልዝ  ዘይብሉ  ሽምን  ኣድራሻን ዘለዎ  ናየቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ዘለዎ  ኮይኑ ሓደ ኦርጀናልን ሐደ ኮፒን  መነፃፀሪ  ዝከዉን   ብሽምዒ  ብዝተአሸገ ፖስታ  ነዚ ጨረታ ተባሂሉ  ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን  ገ ስለሴ   ኣስገዶም  ዕ ሓሙስ  ከይዲ ስራሕ  ዕደጋን ፋይናንስን  ንብረት ምም ር ቢሮ ቁፅሪ 03  ዝተዳለወ  ናይ ጨረታ  ሳንዱቅ ክተእትዉ  ከምትክእሉ::
  6. ተጫረቲ  ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ  ዘይምለስ  ብር 30.00/ ሰላሳ ብር /ንሕድሕድ  ሎት  በቢዝምልከተኩም  ዘርፊ  እናከፈልኩም  ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን  ገ/ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ ሓሙስ  ከይዲ ስራሕ  ዕደጋን ፋይናንስን  ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03 ካብ  ዕለት  12/ 06 /2007 ዓ/ም  ክሳብ  27 /06 /2007 ዓ/ም  ክሳብ ሰዓት 3:00 ንጉሆ እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ::
  7. እቲ ጨረታ ዕለት  27/06/ 2007 ዓ/ም ልክዕ  3:30 ንጉሆ  ተዓፅዩ  ሰዓት 4:00  ንጉሆ  አብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን  ገ /ስለሴ  ኣስገዶም  ዕ/ሓሙስ  ከይዲ ስራሕ  ዕደጋን ፋይናንስን  ንብረት  ምምሕዳርን   ተጫረቲ  ወይ  ሕጋዊ  ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ  ይክፈት
  8. ተጫረቲ  በቢ ዝምልከተኩም  ዘርፊ  ናይ ጨረታ  ዉሕስና  መክበሪ  ብር  3000.00 (ሰለስተ  ሽሕ  ብር)  ብ cpo  ወይ ብጥረ  ገንዝብ  ክተትሕዙ  ይግባእ::
  9. ትካልና  መጠን ዝግዛእ  ንብረት   20  ክዉስክን  ወይ  ክቅንስን ዝክእል  ምኮኑ::
  10. ትካልና  ዝሐሸ መማረፂ  እንተረኪቡ  ነቲ ጨረታ  ብሙሉእ  ኮነ ብክፋል  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ሕልዉ  እዩ ::
  11. :: 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo