ማሕበር ህንፀት ዋርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮንስትራክሽን እታወታት ኣብ ኤሌክትሮ መካኒካል ዝሰርሑ ምስሰዓሩ ድማ ሳምፕል ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ሓፂንን ዕንፀይትን

መለክዒ

ኣንከር ቦልት Anchor Bolt Specification (mm)

DIA

QTY

16

1216 pcs

24

1536 pcs

Â

1 ቲን ናምበር ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነትን ንግዲ ፍቃድን ዘቅርብ

2 እቲ ንብረት ብዝምልከቶ አካል ምስተረጋገፀ ተቀባልነት ይረከብ

3 ትካልና ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

4 ጨረታ ሰነድ ዝሸየጠሉ ካብ 28/2/2010 ዓም ኣብ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁፅሪ 117

5 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት ቀዳም 7/3/2010 ዓም ሰዓት 8:00

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 7/3/2010 ዓም ሰዓት 8:30

7 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲÂ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይከፈት ብዘይ ምርካባም ካብ ምክፋት አይተአጎጎልን

9 ጨረታ ሰነድ ዝክፈተሉ ቢሮ ቁፅሪ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁፅሪ 117

10 ተጫረቲÂ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ 20,000.00 ብር /ዒስራ ሽሕ/

11 ጨረታ መዐደጊ ሰነድ 100 ብር

12 እዚ ከም ዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግልÂ

ስልኪ ቁፅሪ 0914481666 /0342410233

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo