ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ከምእዉን ኣቅሑት ፈርኒቸር ማለት እዉን ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

1 ናይ 2010 በጀት ዓም በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ናይ ከፋላይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምብር ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ መስከረም 2010ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ፊት ንፊት ባንኪ ንግዲ ኢትዩጰያ ጨንፈር መቐለ ህንፃ ሞሞና 8 ናይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ብምምፃእ ካብ 25/2 /2010 ጀሚሩ ክሳብ 11/3/2010 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ ንሎት ሐደ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ:ንሎት ክልተ ኣቅሑት ቢሮ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ክተትሕዙ አለኩም

4 እቲ ጨረታ 11/3/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ህንፃ ሞሞና 8 ናይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo