ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ኣፅቢ ብርኪ 4ተ ካብ ሓምለ 1-2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ሰነ 30-2009 ዓም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ሒሳብ ከግብር ስለዝደለየ ዝተፈቀደሎም ዉልቀ ሒሳብ ኪኢላታት ን3ይ ግዜ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ሒሳብ ከግብር ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ

1 ንቤት ዕዩና ሒሳብ ንምክያድ ዘክእል ብርኪ ሐደ ወይ ክልተ ወረቀት ምስክር ብቅዓት ሞያ መረጋገፂ ዘለዎም

2 ናይ 2009 ዓም ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘለዎ

3 ፒስትሪ ኣካዉንቲንግ ስልጠናን ዝወሰደሉ ሰርተፊኬት ዘለወን ፒስትሪ ናይ ምምዝጋብ ሙእ አፍልጦ ዘለዎን

4 ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ መለለይ ግብሪ ከፋላይነት ካልኦት ንጨረታ ዝጠቅሙ መረዳእታት ምስ ዋና ዝተገናዘቡ ፎቶ ኮፒ ከቅርበ ዝክእል

5 ሒሳብ ዝግበር ኣብ ኣፅቢ ከተማ ምካኑ ፈሊጡ ዝሳተፈ

6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ኣፅቢ ቢሮ ቍፀሪ 3ተ ካብ ዕለት 15/2/2010 ዓመ ክሳብ 30/02/2010 ኩሉግዘ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ብምምፃእ ብር 30 ብምከፋል ምዉሳድ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል ቴክንካልን መወዳደሪ ቅጥዕታት ብዝግባእ ብምምላእ ደጋፊ መረዳእታኩም ምስ ዋና ኦርጅናል ብምግንዛብ ፋይናንሻል ዋጋ መወዳደሪ ዋናን ኮፒን ነንበይኑ አብ ክልተ ፖስታ ቴክኒካል ድማ ዋናን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ክልተ ፖስታ ብጠቅላላ ኣብ 4ተ ፖስታ ብዝግባእ ተዓሺጉ ኣብ ሕድሕድ ፖስታ ድማ ናይ ተጨረቲ ስም ኣድራሽ ፊርማ ኣርጅናል ኮፒን ተባሂሉ ተፃሒፍሉ ማሀተምን ፊርማን ዓሪፍዎ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብዝተዳለወ ሳፁን ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ኣፅቢ ቢሮ ቁፅሪ 2ተ ክሳብ ዕለት 30/02/2010 ሰዓት 4:00 ከእትዉ አዎም

8 እቲ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ኣፅቢ ቐፅሪ 2ተ ዕለት 1/3/2010 ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨታ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ሰዓራይ ጨረታ ከም ዝሰዓረ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ ቅሬታ መቅረቢ 3 መዓልቲ አብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ሓፈሻዊ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብባንክ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባንኪ ዉሕስና ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስረ አለዎ

10 ዘጭበርበረ ወይ ትክክለኛ ዘይኮነ መረዳእታ ሒዙ ክጫረት ዝፈተነ ብሕጊ ተጠያቂ ይኮን

11 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ እዋን ጀሚሩ ድሕሪ 3ተ መዓልቲ ናይ ቅሬታ እዋን ዉዕሊ ዝአሰር ምካኑ ፈሊጡ ክወዳደር አለዎ

12 ካብ ዘርፊ ንግዲ ወፃኢ ምሰታፍ አይፍቃድን

13 እቲ በዓል ሞያ ድሕሪ ስራሕ ምጅምር ብዘይ ምቁርራፅ ብተካታታሊ ከሰርሕ ዝክእል

14 ኣብ ኩሉ ዓዉድታት ስራሕ ወይ ምስፋር መረዳእታ ጌጋ አሰራርሓ ወይ መግለፂ እንተሂቡ ንዝበፅሕ ኪሰራ ተሐታቲ ይኮን

15 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪ ቁፅሪ 03 43 40 00 31 /0914 16 12 43 /09 32 06 55 38 Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo