ማእኸል ምርምር ሕርሻ አበርገለ አብ 2010 በጀት ዓመት ናይ ምርምር መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ላብራቶሪ መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ እንስሳ መድሓኒት : ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ (ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑት) : ፅሕፈት መሳርሒ : ከሚካላት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣበርገለ

ምድብ 1 ናይ ምርምር መሳርሒ ኣቅሑት

ምድብ 2 ናይ ላብራቶሪ መሳርሒ ኣቅሑት

ምድብ 3 ናይ እንስሳ መድሓኒት

ምድብ 4 ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት

ምድብ 5 ኤሌክትሮኒክስ (ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑት)

ምድብ 6 ፅሕፈት መሳርሒÂ

ምድብ 7 ከሚካላት

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ኣብ 2010 ዓ/ም ዘሐደስኩም::
  2. እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::
  3. ተመዝገብቲ ተወሳኺÂ እሴት ታክስ / ቫት/Â ኮይኖም ናይ ወርሒ መስከረም አታዊ ዝገበረሉ ዋንኡ ምስ ሐደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል::
  4. ናይ መቅርባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን::
  5. ናይ ግብሪ ኸፋላይ መለለይ ካርድ (Tin) ዘለኩም::
  6. ንጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ንሕድሕዶም ብር 3000 ከትሕዝ
  7. ሰነድ ጨረታ ንሐደ ደኩመንት ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ካብ ኢንስቲትዩት ምርምርÂ ሕርሻ ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን /ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 09 ብምግዛእ ክትወስዱÂ ትክእሉ::
  8. Â ሰነድ ጨረታ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ብምዉሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኩም ብምምላእÂ ኩሎም ዝተጠቐሱ አድለይቲ ዶክሜንት ኮፒን ኦርጂናልን ነንብይኑ አብ ፖስታ ብምዕሻግ አብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ፊርማን ብምፅሓፍ አብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይÂ Â ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ንከትኣእትዉን ንክትወዳደሩንÂ እናተሓሳሰብና::
  9. ምልክታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት17 /02/10 ዓ/ም ክሳብ 1/3/10 ዓ/ም::
  10. Â ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 1/3/10 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ::
  11. ሳንዱቅ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት1/3/10 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ::
  12. እቲ ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካየድ ይኩን እምብር ተጫረቲ ጨረታ አብ ዝኽፈተሉ ጊዜ እንተዘይተረኺቦም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ኣይተአጎጎለን::
  13. Â ጨረታ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ዉዕሊ መክበሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብሽምÂ ማእከል ምርምር ሕርሻ አበርገለ CPO ዘትሕዝን ::
  14. ማእኸልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  15. እቲ ቢሮ ካብቲ ዝተዘርዘረ መጠን ንብረት ክሳብ 20 ሚኢታዊ ናብ ምዉሳክን ምቕናስን መሰል አለዎ::
  16. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅርታት ስልኪ 0344 46 07 41Â ማእከልÂ ምርምር ሕርሻ አበርገለ ብምድዋል ይሕተቱ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo