ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ዘበነ ትምህርቲና ንዝለዉ መምህራንን ሰራሕተኛታትና ጋዉንን ደምቢ ክዳንን ከስፍየሎም ይደሊ

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ
  • ሰለዚ ተወዳደርቲ ብናይ ባዕሎም ጨርቂ ሰፍዩም ከቅረቡ ካብ ዝክእሉ ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ወረቀት ምስክር ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ

6 ሰነድ ጨረታ ብር 20 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 16/2/2010 ዓም ክሳብ 25/2/2010 ዓም ሰዓት 7:20

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 25/2/2010 ዓም ሰዓት 7:20 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 7:30 ይክፈት

9 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ 2ይ ብርኪ ቤት/ቲ ኒኮላስ ኩሉ ግዜ ካብ ንጉሆ ሰዓት 2:00-8:00

10 ንናይ መምህራን ጋቦን ዝተሰርሐ መርኣያ ኣብ ቤት ትምህርትና ስለዝርከብ ተወዳደርቲ ክርእይዎ ይግባእ

11 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 034240138

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo