ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት 2010 ዓም 1ይ ዙር ጨረታ ንግልጋሎት እቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ኣቁሑት ማለት እዉን ትቦን መገጣጠሚን መሳርሒ ቴክኒክ:መሳርሒ ህንፃ : ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑት ቢሮ : መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ከምኡወን ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት ሳይክል ናይ መኪና ጎማን መመላክዕን ናይ ባጃጅ ጎማን መለዋወጢ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣክሱም

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት 2010 ዓም 1ይ ዙር ጨረታ ንግልጋሎት እቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ኣቁሑት ማለት እዉን ትቦን መገጣጠሚን መሳርሒ ቴክኒክ:መሳርሒ ህንፃ : ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑት ቢሮ : መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ከምኡወን ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት ሳይክል ናይ መኪና ጎማን መመላክዕን ናይ ባጃጅ ጎማን መለዋወጢ አቁሑትንÂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክገዝእ ይደሊ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ስለዚ ናይዚ ዓዉዲ አግባብ ዘለዎ ናይ 2009ን 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ካብ ወርሒ ነሓሰ 2009 ንነዘ ሒሳብ ዘፍለጠን ዝተሐደሰ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎን ክወዳደር ይክእል እዩ

3 መከበሪ ጨረታ ን ትቦን መገጣጠሚ ን መሳርሒ ቴክኒክ ን ህንፅ መሳርሒን ኤለክትሮኒክስ ናይ መኪና ጎማን መመላክዕን Â 20000 /ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/ : ንኣቁሑት ኤሌክትሪክ Â 15000(ዓሰርተ ሓሙሽተ)ሽሕ ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሕፈት :ንቁሑት ፅሬት ን Â : ንቁሑት ቢሮ : ንመለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልን ሞተርሳይክልን ከምኡዉን ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት ሳይክልን ናይ ባጃጅ ጎማን መለዋወጢ አቁሑትንÂ 5000(ሓሙሽተ) ሽሕ ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ እቲ ፖስታ ምክፋቱ ተጫረቲ ከትሕዙ አለዎም

4 ተጫረቲ ኣብ ተወደደርሉ ግዘ ናይ ሐደ ዋጋ ዝተዳለወ ሰነድ ብምምላእ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ማሕተምን ፊርመን ክተቅምጡ አለኩም : ናይ ባዕልኩም ዝርዝር ምፃሓፍን ምምለእን ዘይፍቀድ እንትከወን ተቅርብዎ ሰነድ ድማ ብዝተኣሸገ ፖስታ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ማዓልቲ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ይግባእ

5 ንሰነድ ጨረታ ካብ 16 ጥቅምቲ 2010 ዓም ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2010 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

6 እቲ ጨረታ 30 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት : ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ተዘይተረኪቦም እዉን ቤት ፅሕፈትና እቲ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰል አለዎ እዩ

7 ተጫረቲ ምስዓሩ ምስተረጋገፀ አብ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን ናይቲ ዝሰሮ መጠን ገንዝብ 10 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብቲ ቤት ፅሕፈትና አታዊ ይገብር

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347753267 /0347752270 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo