- ምስ ዘቅርቦ ኣቕሓ ዝተተሓዘን (ብተመሳሳሊ) ናይ 2009ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- አብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ /VAT/ ተመዝጋቢ ምኻኑን ከቅርብ ዝክእል
- ዲክለሬሽን ዝኸፈለሉ መረዳእታ ካብ መስከረም 2010 ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል
- ንግብሪ ከፈልቲ ዝተዉሃበ መለለይ ቁፅሪ /TIN/ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- አብያተ ዕዩ መንግስቲ ኣብዝፍፅምዎም ዕዳጋታት ንምክፋል አብ ዝርዝር መቕረብትን ዉሃበቲ ግልጋሎት ዝተመዝገበ ምኻኑ መረዳእታ ኣብ ሕድሕድ ስፔስፊኬሽን ማሕተም ገይሩ ከቅርብ ዝክእል
- ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ንጨረታ መኽበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር : ኤሌክትሮኒከስ 3000 ብር : ፈርኒቸር ናይ ቢሮ አቁሑት 5000 ብር ናይ መስኮትÂ መጋረጃ 3000 ብርብ ስ.ፒ.ኦ ከቅርብ ዝክእል
- ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ ኣቕሓ ወጋ 10% ዉዕሊ መክበሪ ኣትሒዙ ኣብ 3 መዓለቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ 10 ማዓለቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዚ ኣቀሑት አታዊ ክገብር ዝክእል ካብ 14/02/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብር 30 (ሳላሳ ብር) ከፊሉ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ብምዉሳድ ዝወዳደረሉ ዋጋ መሊኡ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናል ብኮፕን (ፖስታ) ክሳብ 28/02/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብር ይክእል
- ጨረታ ዕለት 28/02/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ 28/02/2010 ዓ/ም 4:30 ይክፈት
- ጨረታ እንትክፈት ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ እንትርከብ ይምረፅ
- ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ
መቐለ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408755 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል
አድራሻ አብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ቀበሌ 07 ኢፍ ካፊ ዕፅፍ ኢልካ