ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ ኣብ 2010 ዓም መድሓኒት ሰብን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ

  1. በቲ ዓዉዲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ Â ግብሪ ዝከፈልኩም Â ዘሐደስኩም
  2. መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ምስክር ወረቀት ዘለኩም
  3. ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም
  4. ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም
  5. ዝተሓደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ዘለኩም
  6. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ምምሕዳርን ክትወስዱ ትክእሉ
  7. ርክክብ ዝፍፀመሉ መቀለን ሽረን ኮይኑ ኩነታት መጋዕዝያ ድማ ብናይ ሆስፒታልና ዝሽፈይ ይኮን
  8. ካብ ዝሰዓርኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረገንዘብ ወይድማ ካብ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ሕጋዊ ሲፒኦ ወይዉን ቼክ 10% ክተትሕዙ ይግባእ
  9. ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝከዉን ብጥረገንዘብ ሕጋዊ ሲፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፂ መአዘዚ ሕጋዊ ቼክን አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ 5000 ቅርሺ ክትትሕዙ ይግባእ
  10. ሰነድ ጨረታ ካብ 9 ጥቅምቲ 2010 ዓም ክሳብ 23 ጥቅምቲ 2010 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ
  11. እቲ ጨረታ 23 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 9፡ 30 ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 10፡ 00ይክፈት
  12. ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይከዉን
  13. እቲ ቤት ፅሕፈት ሰዓራይ ኣብ ዝመረፀሉ እዋን ዝግዛእ ንብረት ከምአድላይነቱ ካብ ነፍስወከፍ ነፀላ ንብረት 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ምንካይ መሰል አለዎ
  14. ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ በምግባር ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሕሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ክትእትዉ ይግባእ

መተሓሳሰቢ

ነፍስወከፍ ናይ ንብረት ዋጋ ኣብቲ ናይ ሆስፒታል መቅረቢ ሰንጠረዠ ብፅሬትን ብንፁሩን ክምላእ ይግበእ

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

0348500071 /0348500074 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo