ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ወረዳ ፀገዴ አዉሮራ መሳርሒ ህንፃ :ናይ ማይ ኤለክትሪካል አቁሑት: መሳርሒ ፅሕፈት: ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ አዉሮራ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ

ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን አዉሮራ ከምኡዉን አብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን መቀለ ቁፅሪ 1

ጨረታ ዝክፈተሉን ዝዕፀወሉን ኣብ ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ መቀለ

ዝተሐደሰ ናይ 2010 ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

ቲን ነምበር ዘለዎም

መንግሰታዊ ጨረታ ክሳተፍ ፍቃድ ዘለዎ

ንግዲ ወረቀት ምስክር ዘለዎ

መቅረባይነት ዘለዎ

ተወሳኪ እሴት ታክዝ ዝኮነ ናይ መወዳእታ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠ

መከበሪ ጨረታ ንኩሉ ዘፈር 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ዘትሕዙ

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ ንሕድሕድ ካብ ፅሕፈት ማይን ፈሳስን አዉሮራ ወይ መቀለ ምዉሳድ ይከኣል

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22 /02/ 2010 ሰዓት 4:00 ኮይኑ ሰዓት 4:30 ይክፈት

ሰነድ ጨረታ ዝሽየጨሉ ማይን ፈሳስን አዉሮራ ከምኡዉን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን መቀለ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

ስልኪ ቁፅሪ 0919076798 0914196987

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo