ቤት ፅሕፈት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዝትፈላለየ ሕትመት ማለት መፅሄት በራሪ ፅሑፍ ቡክሌት ፖስተር ብጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ

ቤት ምክር ክልል ትግራይ

ስለዚ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ /ብመምርሒ ሕደሳ ናይ ምሕዳስ ግዚኡ ዘይሐለፎን ዘሐደሰን ቅዳሕ መረዳእታ አታሓሒዙ ዘቕርብ
  2. መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ TIN No ዘለዎ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን መረደዳእታ ፎቶ ኮፒ ገይሩ አተሓሒዙ ዘቕርብ
  3. ተመዝጋቢ ተወሳኪ ታክስ ዝኮነን ክሳብ ታሕሳስ 30 ዲክለር ዝገበሩ
  4. ናይ ጨረታ መክበሪ 5000 ቅርሺ
  5. ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ምክሪ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ሒሳብ ክፍሊ ዘይምለስ ብር 30 ጥራሕ ብምኽፋል ክሳብ 16 ጥቅምቲ 2010 ዓም Â ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል
  6. ጨረታ ዕለት 16/02/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት በዓል ዋና ወይ ሕጋዊi ወኪል አብ ዝተረከበሉ ልክዕ ሰዓት 4:30

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 41 65 70 ደዊልካ ብምሕታት ወይድማ ብኣካል ሓዱሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሲ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo