ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት መቀያየሪ አቁሑት መኪና ህንፃ መሳርሒ አቁሑት ፅሬት መሳርሒ ሃፍቲ እንስሳ ኤለክትሮኒክስ ዕጥቂ ስፖርትን ጨርቂ መጋረጃን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ

1 ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ አተሓሒዝኩም ክተቕርቡ እትክእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ /TIN/ ዝተመዝገብኩምን ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትኽእሉ

3 ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርቴፊኬት ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዴኬሌር ዝገበርክምሉ መረዳእታን ክተቅርቡ ትኽእሉ

4 ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ዝሐዝኩም

5 ሰነድ ጨረታ ቅዳሕን ዋናን ብክልተ ፖሰታ ተዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝስዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕልኩም መጓዓዝያ ናብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ብፅሬትን መጠንን ተቕርቡ መኻንኩም

7 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓርኹምዎ ንብረት ሐደ ዓይነት ዋጋ ንዘቅረብኩም ተወዳደርቲ ብዕጫ እትፍለዩ ምኻኑ

8 መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን ክህልLዎ አለዎ

9 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 20 /ዕስራ ብር/ እናኸፈልኩም ካብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮለግ ከይዲ ስራሕን ዕዳጋ ፈይናንስን ንብረት ምምር ካብ 29/01/2009 ዓ/ም ክሳብ 13/02/2010 ዓ/ም ሰዓት 11:00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትኽእሉ

10 እቲ ጨረታ ዕለት 14/02/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተአሺጉ አብቲ ዕለት ሰዓት 3:15 ኣብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

11 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ብር 3000.00 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ CPO ብባንክ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ እትኽእሉ

አቁሑት ፅሬት ዕጥቂ ስፖርት ኤለክትሮኒክስ ጨርቅታት መጋረጃ ዉሕስና መኽበሪ ብር 1000.00 /ሓደ ሽሕ ብር/ CPO ብባንክ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ እትኽእሉ

12 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0347770388 ደዊልኩም ክትረኽቡ ትኽእሉ መኻንኩም ንሕብር

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo