ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዮ መሳርሒ ፅሕፈትን: አቁሑት ፅሬትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

ክማልኡ ዝግብኦም

ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ዝከፈልኩም ን ከምኡዉን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፍቃድ

መለለዮ ግብሪ ከፋላይነት ዘለኩም

ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም

ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩም

ናይ መቀርባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ንአቁሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ክተትሕዙ ትክእሉ

ሳንዱቅ ጨረታ 13 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ጨረታ ሰነድ ይመልከቱ

ስልኪ ቁፅሪ 0342413795

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo