ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብን ክልል ትግራይ

Â

ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት

ሎት 2 ኤለክትሮኒክስ

ሎት 3 ሕትመት

ሎት 4 ፅሬት አቁሑት

ሎት 5 ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት

ሎት 6 ናይ መኪና ጌጣጌጥ አቁሑት ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት

ተጫረቲ ከማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ሰርትፍኬት ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ናይ መስከረም 2010 ዓም ዲክለረሽንን ኮይኑ ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ቅርሺ ንሎት 1ን 3ን 5ን እንትኮን 30 ቅርሺ ድማ ን ንሎት 2 ን 4ን 6ን ብምክፋል እስካብ 10/ 02/ 2010 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ

መከበሪ ጨረታ ንሎት 1ን ሎት 5ን 5000 ቅርሺ

 ንሎት 2ን ሎት 3ን 3000 ቅርሺ

ንሎት 4ን ሎት 6ን 2000 ቅርሺ

ጨረታ 10 /02/ 2010 ዓም ሰዓት 8 :30 ተዓጽዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት

ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ክምኡዉን 20% ናይ ምዉሳክን ምንካይ መሰል አለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0342400527

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo