ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ን2010 ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ

1 በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣ ቲን ናምበር ፣ናይ መቅረባየነት ወረቀት፣ ተወሳኪ ስቴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ፣ ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ ፣

2 ንሕድሕድÂ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ዝተፈላለዩ ፖስታ ተዓሺጉ ክተቅርቡ እትክእሉ ፣

3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቀለሐሉ 27 መስከረም 2010 ዓ ∙ም ጀሚሩ ንተከታተሊ 15 መዓልቲ ዝፀንሕ ኮይኑ ንነፍስወከፍ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ቁፅሪ 8 ክትወስዱ ትክእሉ።

4 እቲ ጨረታ 13 ጥቅምቲ 2010 ዓ.ም ሰዓት 3፡ 30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 :00 ተጫረቲ ወይንድማÂ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ክፍሊ ቁፅሪ 8 ዝክፈት እንትከዉን

5 ሰዓርቲ ሰዓራየነቶም ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ይግባእ።

6 ጨረታ ንምስታፍ ንዝኮነ ነጋዳይ ክፍቲ ኮይኑ ጨረታ ብቀንቀ ትግርኛ መሊኡ ክቀርብ አለዎ::ነዚ መተግብሪ ዝወፀ መምርሕን ብዝእዝዞ መሰረት ዝፍፀም ኮይኑ ኣብዚ ዝሰፈረ ምስ አዋጅ መምርሕን ዝጋነፍ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ አየገልግልን

7 መክበሪ ጨረታ ንዝምልከት ንነፍስወከፍ ዋጋ ማለት እዉን

ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ፣ ፅሬት አቁሑት 3000 ቅርሺ ፣ንደንቢ ክዳን35000 ቅርሺ ፣ንኤለክትሮኒክስ 3000 ቅርሺ፣ ስፔር ፓርት ሞተር 3000 ቅርሺ ፣መኪና ጎማ 3000 ቅርሺ ንዕጥቂ ስፖርት 3000 ቅርሺ ሕትመት 3000 ቅርሺከትሕዙ ዝክእሉ

 እቲ ቤት ፅሕፈትነና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344220126 ወይ 0914260636 Â /0914261428 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo