ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ የጭላ ኣብ 2010 ዓም ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጠምን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ የጭላ

1 ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ የጭላ

2 ተጫረቲ ልዕሊ 100,000 ኣብ ዝወግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ /VAT/ተመዝገቡ ክኾኑ አለዎም :: ወርሓዊ ቫት ዴክለሬሽን ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ከቅርቡ አለዎም

5 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ አለዎም በቲ መሰመር ዝተሐደሰ ንግዲ ፋቃድ

6 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዘተቃለሐሉ ዕለት 20/01/2010 ዓም ዘይምለስ 50 /ሓምሳ ቅርሺ/ ዋጋ ናይ ደኩመንት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ የጭላ ካብ ዘተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ እትኮኑ ድሕሪ ምዕፃዉ ጨረታ ሳንዱቅ ዝመፅእ ዝኮነ ይኩን ጨረታ ሰነድ ተቀባልነት የብሉን

7 መክበሪ ጨረታ 5000 ናይ መክበሪ ዉዕሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ምስ ኣትሓዙን ወዕሊ ምስ ኣሰሩን ይልቐቀሎም

8 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ተዓሺጉ ዝቐረብ ኮይኑ እቲ ዝምለአ ዋጋ ብናይቱ ድርጅት ለዕለወይ ሓላፈ ተፈሪሙ ማህተምን ፊርማን ምስ ምሉእ አድረሻ የቅረብ

9 እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዐሉ ግዜ ዕለት 4/02/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፂዉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ኣብ ቤት ዕት ግልጋለት ማይን ፍሳስን ከተማ የጭላ ይክፈት

10 ኣብዚ ጨረታ ዘከራክር ነገር እንትፍጠር ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

0344220221 ወይ 0914506980

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo