ቢሮ ጉ/መ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 ዓ/ም ዝተፈላለዮ ናይ መሳርሒ ፅሕፈትን ናይ መኪና ጎማን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን

ክማልኡ ዝግብኦም

1 ንዚ ጨረታ ዝተዳለወ ሰነድ ንጎማን ቅብኣት 30.00 ብር Â ንፅሕፈተ መሳርሒ 50 ቅርሺ ብምኽፋል ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል::

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ንናይ መኪና ጎማን ቅብኣትን 3000 ቅርሺ ብCPOÂ ወይ ብጥረገንዘብ Â ከቅርቡ አለዎም::

3 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልሉን ናይ 2009 ዓ/ም ፈቓድ ዘሐደሱን ቫት ሬጅስትር ዝኾኑን በቢወርሑ ዲክለር ዝገነርዎ ናይ ካብ ግብሪ አካቢ ኣካል ዝኸፈሉ ምኻኖም መረዳእታን መለለይ መቅረባይ ሰርትፊኬት ከቅርቡ ዝኽእሉን::

4 እቲ ጨረታ 23/1/2010 ናይድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00 ተፃፅዩ 13/2/2010 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 8:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይክፈት

NB:ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

6 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ከይዲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ኣድራሻን ፊት ንፊት ፈትሓዊ ልቃሕ ሓድሽ ህንፃ መቐለ

Phone number: 0344408877

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo