ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ ዝክረ ሰማእታት ቤት ትምህርቲ ካልኦት ሴክተራት ግልጋሎት እናሓቡ ዝነበሩ ዘገልግሉ ንብረት ኮምፒተር ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ ሓፂን ወናብርቲ ወዘተ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

ነዚ ተዘርዘሩ ዘሎ ንብረት ክትገዝኡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ

2 ተጫረቲ ኣብቲ ዝመልእዎ ሰነድ ኣድራሻን ፌርማ ማሕተም ዘዓረፎ ፖስታ ከቕርቡ አለዎም

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽንÂ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

4 ናይ ጨረታ መክብሪ 3000 ቅርሺ ብ ስፒአ ወይ ድማ ብባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

5 መሸነፊ ድርርጅት ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ወዕሊ ክአስር ዝክእል

6 መሸነፋይ ድርጅት ዉዕሊ ምስ ኣሰሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ካብ ቤት ፅሕፈት ትል/ፋይ/ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ንብረት ክወስዱ ዝክእል

7 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዕለት 19/01/2010 ክሳብ 29/01/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo