ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል መካይን ላንድ ክሎዘር /ሞዴል 78/ : K34 ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጥ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዛእ ይደሊ :: ስለዚ ነዚ ኣብ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም::

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ

ን 2ይ  ግዜ   ጨረታ  ምልክታ
ለምለም   ካርል  ሆስፒታል  ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል  መካይን  ላንድ ክሎዘር  /ሞዴል 78/   :  K34 ግልጋሎት   ዝዉዕሉ  መለዋወጥ  ኣቅሓ  ብጨረታ   ኣወዳዲሩ   ምዛእ ይደሊ  :: ስለዚ   ነዚ  ኣብ ታሐቲ  ዝተዘርዘሩ    ረቆሒ  ዝተማልኡ  ነጋዶ  ንክትጫረቱ   ንዕድም::
1 ሕጋዊ  ንግዲ ፍቃድን  ናይ ዘመኑ  ግብሪ  ዝኸፈለን::
2 ቲን መፍለይ  ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::
3 ጨረታ  መኽበሪ  ብር 3000 ጥረ ገንዘብ  ወይ  ብስፒኦ  ከትሕዝ  ዝክእልን::
4 ጨረታ  ሰነድ  30  ብር   ብምክፋል  ካብ ለምለም   ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር መፂእኩም  ትወስዱ  እትኽእሉ  ምኻንኵም ንገልፅ
5 2 %  ዊዝ ሆልዲንግ  ታክሲ  ክኸፍል  ዝክእል::
6 ጨረታ  ኣብ አየር ዝፀንሐሉ   እዋን  ዕለት  22 /05/  07 ዓ/ም  እስካብ   06 /6/ 07  ዓ/ም   አብ  ዘሎ  ናይ  ስራሕ   ሰዓት ይኸዉን::
7 ጨረታ  ዝዕፀወሉ  ዕለት  06 /6/ 07  ዓ/ም    ሰዓት   4:00  እንትኸዉን  ጨረታ   ዝኽፈተሉ  ደማ  06 /6/ 07  ዓ/ም   ሰዓተ  8:30  ለምለም   ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
8 ጨረታ  እንትክፈት  ባዕሎም  ወይም  ሕጋዊ  ወኪሎም  ኣብ  ዝተረከብሉ   ይኸዉን::
9 ጨረታ  ሰዓራይ   ምኻኑ  ካብ  ዝተነገሮሉ  ዕለት  ጀሚሩ  ኣብ ዉሸጢ   5  መዓልቲ  ዉዕሊ  ክአስር  ዝክእል::
10 እቲ  ሰነድ  ስርዝ  ድልዝ  እንተሃልይዎ  ተቀባልነት  ኣይህልዎን::
11 እቲ  ጨረታ ብኽፋል  ይኹን  ብሙሉእ  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ሕልዉ  እዩ::
ምተሓሳሰቢ  ንተወሳኺ  ሓበሬታ  ብስልኪ  ቁፅሪ  0348770023  ይደዉሉ::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo