እንትጮ ቤት ማዛጋጃ ንዘስርሖ ድልድል ዝኸዉን በዓል 30 ቁፅሪ ተንዲኖ በዝሒ 41 በቁፅሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

እንትጮ ቤት ማዘጋጃ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

እንትጮ

እንትጮ ቤት ማዛጋጃ ንዘስርሖ ድልድል ዝኸዉን በዓል 30 ቁፅሪ ተንዲኖ በዝሒ 41 በቁፅሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትሳተፉ ንዕድም

  1. ናይ ህንፃ መሳርሒ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም::

  2. ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን::

  3. ኣብ ፕላንን ፋይናንስን ናይ መቅረባይነት ተመዝጊብኩም ፍቃድኩም ክተቅርቡ እትኽሉ::

  4. መለለይ ቁፅሪ / ቲን ናምበር/ ዘለኩም::

  5. ናይ ጨረታ መኽበሪ 5000.00/ ሓሙሽተ ሽሕ ብር / ብጥረ ገንዘብ ወይ ናይ ባንኪ ቸክ /ሲፒኦ / ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ከትሕዝ ዝኽእል :: እቲ ገንዝብ ንግዚኡ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ተመላሽ የኸዉን::

  6. እቲ ንብረት ብናይ ባዕሊ መጎዓዝያ ናብ ከተማ እንትጮ ከቅርብ ዝኽእል::

  7. ናይ ጨረታ ሰነድኩመ ብንፁር ብምፅሓፍ ብሸምዒ ዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ከተእተዉ ትኽእሉ::

  8. ንሐደ ዋጋ ብንፁር መለኡ ዘቅርብ::

  9. ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 14/ 05/ 2007 ዓ/ም ክሳብ 29/ 05 /2007 ዓ/ም ይፀንሕ::

  10. ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 29/ 05/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓሺጉ ሰዓት 8:00 ይኽፈት::

  11. እቲ ጨረታ ሕጊ ተማሊኡ እንተቀሪቡ በዓል ዋና ኣብ ዘየለሉ ይኽፈት::

  12. እቲ ቤት ፅሕፈት እቲ ጨረታ ካሊእ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ የኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

መዘኻኻሪ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስለኪ 034449- 0006 / 0933384753 ደዊልኩም ምሕታት ይካአል::


 


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo