ማሕበር ልምዓት ፍላት ቴሌቭዠን : ረሲቨርን ትግራይ ክትገዝእ ትደሊ ::

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

                                 ን 3ይ   ግዜ ዝወፀ  ምልክታ  ጨረታ
                                 (  ጨረታ  ኤሌክትሮኒክስ )
ማሕበር  ልምዓት ፍላት  ቴሌቭዠን :  ረሲቨርን  ትግራይ   ክትገዝእ  ትደሊ  ::  ስለዚ  ኣብቲ  ጨረታ    ዝሳተፍ ተወዳደረቲ  
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ  ፍቓድ ዘሐደሱ::
2  ናይ  ግብሪ  ከፋልነት  መፍለይ  ቑፅሪ(TIN NO)  መረዳእታ  ከቕርቡ  ዝኽእሉ::
3 ናይ  ቫት  ዝተመዝገብሉ  መረዳእታ  ከቕርቡ  ዝኽእሉ::
4  ዝተሐደሰ  ናይ  መቕረባይነት  ምዝገባ   መረዳአታ  ከቕርቡ  ዝኽእል::
5 ናይ ጨረታ መኽበሪ  ቢድ ቦንድ ብር  3000 /ሰለስተ  ሽሕ / ብቤት  ፅሕፈት  ማሕበር  ልምዓት  ትግራይ  ስም ብ CPO   ከትሕዙ  ዝኽእሉ::
6 ዝርዝር  ናይ  ጨረታ ሰነድ ብር  20.00(  ብር ዒስራ)  ብምኽፋል   ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ  400  ክወስዱ  ይኽእሉ::
7 ተጫረቲ  ናይ ጨረታ ሰነድን  ቢድ  ቦንድን  ማሕተም  ገይሮም   ብኢንቨሎፕ  ብምእሻግ  ኣብ ናይ ስራሕ  ሰዓት  ጥሪ 1/2007 ዓ/ም  ክሳብ ሰሉስ  ጥሪ 14 /2007 ዓ/ም  ድ /ስዓት  8:00   ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400  ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
8 እቲ ጨረታ  ሓሙስ   : ጥሪ 14  /2007 ዓ/ም  ድ /ሰዓት   8:00 ተዓፅዩ  ሰዓት  8:30  ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ  415  ኩሎም  ተጫረቲ  ወይ  ድማ  ሕጋዊ  ወኪላቶም  ኣብ  ዝተረኸብሉ  ይኽፈት ::
9 እቲ  ስራሕ  ኣብ  45 ካላንደር መዓልቲ  ሰሪሑ  ክረክብ  ዝኽእል:;
10 ቤት  ፅሕፈትና  ዝሐሸ መማረፂ  እንተረኺቡ  ብኽፋል  ይኹን  ብሙሉእ  እቲ  ጨረታ ናይ  ምስራዝ መሰሉ  ዝተሐለወ  እዩ
11 ንተወሳኪ  ሓበሬታ  ብስልኪ  ቑፅሪ  0344  40  99 23  ምድዋል  ይከአል   እዩ:;
መተሓሳሰቢ    ሰዓርቲ  ዝሰዓርዎ  ፈርኒቸር  ናብቲ  ቦታ  ብናይ ባዕሎም  ትራንስፖርት  የብፅሑ ::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo