መቐለ ሆስፒታል ንራጂ ግልጋሎት ዝዉዕል DVb film ኢክሰረያን ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚኣቶም ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክት ወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ::

ሆስፒታል መቐለ

መቐለ ሆስፒታል ንራጂ ግልጋሎት ዝዉዕል DVb film ኢክሰረያን ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚኣቶም ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክት ወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

  • ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር " ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ናይ ቀረባ እዋን ድክሊራንስ ዘለዎ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::

  • ቫት ተመዝገብቲ ክኮኑ ይግባእ

  • ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 01/ 05 /2007 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 30 እናከፈሉ ምዉሳድ ይካአል::

  • ናይ ተጫረቲ ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ክግለፅ አለዎ ::

  • ናይ ጨረታ መክበሪ ብ CPO ብር 3000 ኦርጅናልን ኮፒን ከቅርቡ ዝክእሉ::

  • ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::

  • እቲ ጨረታ ዕለት 13/ 05/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕገዊ ወከልቶም አበ ዝተረከብሉ ይክፈት::

  • ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዋጋ መቅረቢ ብክልተ ቅዳሕ ኮይኑ ነናይ ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽመዒ ክከዉን አለዎ::

  • ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታልና ዘዳለዎ ሰነድ ክክዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቀባልነትን የብሉነ

  • ተጫረቲ ሰዓራይ ምኾኑ ካበ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ አበ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል

  • ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታልና ኣታዊ ክግብር ዝክእል ::

  • ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብ /ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::

  • ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ምጎዓዓዚ የቅርቡ ::

  • ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::

  • ካልኦት አብዚ ምልክታ እዚ ዘየተገለፁ ረቓሒታት በመምርሒ ዕዳጋ 125 /2003 ዓ/ም መሰረት ተገዛኢ ዝኽዊን ተጫራታይ ::

  • ተወሳኪ ሓበሬታ ምሰ ዘድሊ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 02 46 ምሕታት ይካኣል::


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo