ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ አብ 2007 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ኣወዳደሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ

ጨረታ ምልክታ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ አብ 2007 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ኣወዳደሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  1. ተወዳደረቲ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::

  2. ተወዳደረቲ ቲኦቲ ወይ ቫት ተመዝገብቲ እንተኮይኖም አብ መወዳደሪ ዋገኦም ናይ ቲኦቲ ወይ ቫት ዋጋ ከካተቱ አለዎም

  3. ቲን መፍለይ ቁፅሪን ዘለዎን::

  4. ጨረታ መኽበሪ ብር 500 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::

  5. ጨረታ ሰነድ ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ::

  6. 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::

  7. ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 30 /04/ 07 ዓ/ም እስካብ 14 /05/ 07 ዓ/ም አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይኸዉን::

  8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14 /05/ 07 ዓ/ም ሰዓት 5:30 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 14 /05/ 07 ዓ/ም ሰዓተ 8:00 ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::

  9. ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸፈት::

  10. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::

  11. እቲ ዝሰራሕ ቦታ ብኣካል መፂኦም ክርአዩ አለዎም::

  12. በቲ ሆስፒታል ዘዉፅኦ ዲዛይን መሰረተ ክሰርሒ አለዎም::

  13. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::

  14. እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ::

ምተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348770023 ይደዉሉ::


 


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo