1. ቢሻይ ጋሪ(2.5 ግራም) ናይ ማይ መፃረ ኬሚካል ብቑፅሪ 35000 2. ናይ 20 ሊትሮ ፕሳስቲ ባልዲ በዓል መኽደን ብቑፅሪ 700 3. በዓል 5 ሊትሮ መኽደኒ ዘለዎ ናይ ፕላስቲክ መትሐዚ (ብራኳ) ብቑፅሪ 700 በዓል 250 ግራም ናይ ክዳን ሳሙና ብቑፅሪ 3500 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቑሒታት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን በቲ ተኣዚዙ ዝርዝርቨመሰረት ከቅርብ ዝኽእል፣ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 30/08/2006 ዓ/ም ይኸውን። ናይ ጨረታ ሳንዱቐ ዝዕሸገሉ ዕለት 11/09/2006 ሰላት 6፡00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/05/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሎ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይኽፈት ይኸውን ውዕሊ መኽበሪ ናይቲ ዘእተውኽምዎ ዋፋ 2% ብCPO ክትሕዝ ዝክእል ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መመረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራሕ መሰሉ ኣለዎ። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ መቐለ
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (49)
- ኮንስትራክሽን (682)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3426)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (147)
- ሕርሻ (333)
- ህንፃ መሳርሒ (1590)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1303)
- ምምካር (122)
- ትምህርቲን ስልጠና (154)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1445)
- ምግብን መስተን (309)
- እግድ (20)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
- ፈርኒቸር (1054)
- ጥዕና (223)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (256)
- ፅገና (583)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (273)
- ምስሊን ቀረፃን (15)
- ስራሕቲ ሕትመት (1375)
- ስራሕቲ ምልላይ (60)
- ክራይ (567)
- መሸጣ (830)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (62)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (794)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (397)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (315)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (499)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (206)