1. ቢሻይ ጋሪ(2.5 ግራም) ናይ ማይ መፃረ ኬሚካል ብቑፅሪ 35000 2. ናይ 20 ሊትሮ ፕሳስቲ ባልዲ በዓል መኽደን ብቑፅሪ 700 3. በዓል 5 ሊትሮ መኽደኒ ዘለዎ ናይ ፕላስቲክ መትሐዚ (ብራኳ) ብቑፅሪ 700 በዓል 250 ግራም ናይ ክዳን ሳሙና ብቑፅሪ 3500 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቑሒታት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን በቲ ተኣዚዙ ዝርዝርቨመሰረት ከቅርብ ዝኽእል፣ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 30/08/2006 ዓ/ም ይኸውን። ናይ ጨረታ ሳንዱቐ ዝዕሸገሉ ዕለት 11/09/2006 ሰላት 6፡00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/05/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሎ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይኽፈት ይኸውን ውዕሊ መኽበሪ ናይቲ ዘእተውኽምዎ ዋፋ 2% ብCPO ክትሕዝ ዝክእል ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መመረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራሕ መሰሉ ኣለዎ። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ መቐለ
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (55)
- ኮንስትራክሽን (795)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3883)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (199)
- ሕርሻ (375)
- ህንፃ መሳርሒ (2015)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1486)
- ምምካር (151)
- ትምህርቲን ስልጠና (168)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1602)
- ምግብን መስተን (407)
- እግድ (34)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (51)
- ፈርኒቸር (1145)
- ጥዕና (247)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (273)
- ፅገና (702)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (336)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2667)
- ምስሊን ቀረፃን (18)
- ስራሕቲ ሕትመት (1500)
- ስራሕቲ ምልላይ (67)
- ክራይ (630)
- መሸጣ (962)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (76)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1220)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (450)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (333)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (535)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (229)