ምስ ስላምታ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ

ዝረአይታ ምልክታት እንትኮኑ። ብኣንፃሩ ብርክት ዝበሉ መቅረብቲ ትካላት እውን ናይ ምፍላጥን፣ምስታፍን መሰላቶም ይንፈጉ እዮም። ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው ኩሎም ወነንቲ ትካላት ማዕረ ናይ ምስታፍ መሰላት ይረክቡ። ነዚ ፀገም ዝፈትሕን ወነንቲ ትካላት ዝወፁ ጨረታታት ኣብዚ ቦታ ዝረክቡሉን ብዝተፈላለዩ መደባታት ተዘርዚሮም ን ንምጥቃም ምቹ ኮይኖም ቀረቦም ኣሎው።

መዘካከሪ ምስ ኮርፖሬት ቴሌኮምኑኬሽን ኢትዮጰያ ብምዝርራብ ምልክታ ስራሕን ጨረታት ብሓፂር ፅሑፍ /SMS/ ናብ ተገልገልቲ ብዝተመዝገብዎ ምርጫታት ንክልእከሎም ኣብ ምዝርራብ ንርከብ ኣለና።

ስለዝኮነ ‘ውን እዚ ማዕቢሉ www.milkta.com ዘሎ ኣብ ክልልናን ሃገርናን ሓዱሽ ዝኮነ ቴክኖሎጂ ኣብ ምፍላጥ ንርከብ ኣለና። በሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ናይ ዋንነት ብቅዓት መረጋገፂ ረኪብና ኣለና። ብተመሳሳሊ ካብ ክልል ኣይ.ሲ.ቲን ቢሮ ሲቪል ሰርቪስን ብቅዓቱን ጥቅሙን ብምርኣይ ኣረጋጊፆሙልና ኣልው። በዚ መሰረት ውን ምዕባለ ሓይሊ ስብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ኣብዚ ዝማዕበለ ሶፍትዌር ምልክታታት ስራሕን ጨረታን ጥቅሙን ኣብ ግምት ብምእታው ንክግምግመልናን ቴክኒካዊ ሓገዝ ንክገብረልና ብትሕትና ንሓትት። 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo