ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ ቤት ፍርዲ G+2 ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ኮንስራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ

ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቀሕታት ከማልኡ አለዎም

ተጫረቲ ደረጃ 7ን ልዕሊኡን BC ወይም GC ክወዳደሩ ይክእሉ

1.ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርዲ

2.ፍቃድ ስራሕ ንግዲ

3.ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ ወረቀት ምዝገባ ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ

4.ወረቀት ምዝገባ መቅረባይነትን

5.መረዳእታ መቀረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ

6.ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነትን ከቅርቡ ዝክእሉ

7ጨረታ ሚያዝያ 19 2009 Â ሰዓት 3:00 ተዓጽዮ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3:30 ይክፈት

መከበሪ ጨረታ 150,000 ቅርሺ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ክፍሊ ቁፅሪ 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408775 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo