ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሐታይ ኣዲያቦ ሓደሽትን ዝተፈላለየ ዘገልገሉን ንብረታት ብግልፂጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ

 እቲ ጨረታ 28 መጋቢት ዓም ሰዓት 3:00 በሓራጅ ይጫረት

 መክበሪ ጨረታ 1500 ቅርሺ

 ቤት ፅሕፈትና መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

 ተጫረቲ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345500231

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo