ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርተ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ኣቑሑት ንናይ ሃይላክስ መኪና ሞዴል Ln166-PRMDS መለዋወጢ ኣቑሑት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ንክተወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ዕደጋን ሕርሻ ትግራይ

ምልከታ  ጨረታ
ኤጀንሲ ፕሮሞሽን  ዕዳጋ  ምህርተ  ሕርሻ  ክልል  ትግራይ   ናይ  ስፔር  ኣቑሑት  ንናይ  ሃይላክስ   መኪና  ሞዴል  Ln166-PRMDS   መለዋወጢ   ኣቑሑት  ዝዉዕል  ብግልፂ  ጨረታ   ንክተወዳደሩ  ይዕድም   ስለዚ    ክትጫረቱ   እትደሊዩ  መቕረብቲ  ከም  ዝስዕብ  ዝተዘርዘሩ  መምርሒታት  ክተማልእዎም   ዝግባእ::
1  ናይ  2007 ዓም  ፍቓድ  ንግዲ   ዘሐደስኩም::
2  ቫት  ዝተመዝገብኩምን  ኣብ  በጀት  ዓመት  2007 ዓ/ም  ኣብ ወርሒ  ሕዳር  ዲክለር   ዝገበርኩም::
3  ብመቕረባይነት   ዝተመዝገብኩምን ዘሐደስኩምን::
4 ናይ  ግብሪ  ከፋላይ  መፍለይ  ቁፅሪ  ዘተመዝገቡ  ምኻኖም  መረዳአታ  ክተቕርቡ  እትኽእሉ::
5  መቕረባይነት  ካብ  ዕለት  21 /04  /2007  ዓ/ም   ክሳብ  01/ 05 / 2007 ዓ/ም  ኣብ ናይ  ስራሕ ሰዓት  ካብ ኤጀንሲ  ፕሮመሽን  ዕዳጋ   ምህርቲ   ሕረሻ  ክልል  ትግራይ  ከይዲ ሰራሕ  ዕዳጋ  ፋይናንስን   ምምሕዳር  ንብረትን   1ይ ደብሪ  ቢሮ ቁፅሪ  106 ዘይምለስ   ብር  50  ከፊሎም  ሰነድ  ጨረታ  ብምዉሳድ  አበ  ዝተዳለወ  ሳፁን  ምእታዉ  ይከአል::
6   ናይ ጨረታ  ዉሕስና   መኽበሪ  ብር  3000 /ሰለስተ  ሽሕ / ሕጋዉነቱ  ብዝተረጋገፀ   ስፒኦ   / CPO/ ቅድሚ  እቲ ጨረታ  ምኽፋቱ  ከትሕዙ  ዝኽእሉ:
7  ጨረታ  ዝዕሸገሉ  ዕለት   1/ 5/  2007 ዓ/ም   ሰዓት  8:30   ተዓፅዩ   በዚ  ዕለት  ሰዓት   9:00   ተጫረቲ   ባዕሎም   ወይ  ሕጋዊ  ወከልቶም   ኣብ   ዝተረኸበሉ  ይኽፈት  ተጫረቲ    ወይ  ተወከልቶም  እንተዘይተረኺቦም  እዉን  እቲ  ጨረታ   ንምኽፋት   ኣይተዓናቐፍን:
ኤጀንሲና   ዝሐሸ  መማረፂ   እንተረኪቡ   እቲ   ጨረታ  ብሙሉእ  ወይ  ብኽፋል  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ዘተሐለወ  እዩ::
ንተወሳኪ  ሐበሬታ   ብስልኪ  ቑፅሪ  03  44  40  50 30   ምሕታት  ይኸአል  እዩ::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo