ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ንቨርችዋል ኮምፒተር ማእኸል ዝኸዉን ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክተስርሕ ትደሊ ::

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ምልክታ ጨረታ

ግዚኢት ፈርኒቸር

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ንቨርችዋል ኮምፒተር ማእኸል ዝኸዉን ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክተስርሕ ትደሊ :: ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ ተወዳደረቲ

  1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::

  2. ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ(TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

  3. ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

  4. ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::

  5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ብር 20000 /ዕስራ ሽሕ / ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ስም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::

  6. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00 ብምኽፋል ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 410 ክወስዱ ይኽእሉ::

  7. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ቢድ ቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ሮብዕ ታሕሳስ 15 /2007 ዓ/ም ክሳብ ሰሉስ ጥሪ 5 /2007 ዓ/ም ድ /ስዓት 8:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 11 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::

  8. እቲ ጨረታ ሰሉስ : ጥሪ /4 2007 ዓ/ም ድ /ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ::

  9. እቲ ስራሕ ኣብ 45 ካላንደር መዓልቲ ሰሪሑ ክረክብ ዝኽእል:;

  10. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

  11. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 40 99 23 ምድዋል ይከአል እዩ:;

መተሓሳሰቢ   ሰዓርቲ ዝሰዓርዎ ፈርኒቸር ናብቲ ቦታ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት የብፅሑ ::


 

                         

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo