ቓላሚኖ ፉሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ብግለፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ ::

ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

ምልክታ ግልፂ  ጨረታ
ቓላሚኖ  ፉሉይ  2ይ  ብርኪ ቤት  ትምህርቲ  ካብዚ  ንታሕቲ ዝተጠቐሱ  ብግለፂ   ብጨረታ  ኣወዳዲሩ  ክትዕድግ  ትደሊ ::
1  ንተምሃሮ  ቀለብ  ግልጋሎት   ዝዉዕል   በርበረ  ዛላ
2  ናይ  ህንፃ  መሳርሒን  ማይ  ቦንቦ   መቀያየሪ ኣቑሕት
3  ናይ  ኤሌክትሲቲ   ኣቑሑት  
4  ኮምፒተር  ምስ  ኣክሰሰሪኡን  ናይ  ኢምተርኔት  ኣቑሑት  ኬብላትን
5  ናይ   መካይን  ጎማ   ምስ  ካላመዳርያኡ   ኮይኖም  ኣብቲ  ጨረታ  ክትሳተፉ  እትደሊዩ  ተወዳደረቲ
1 ናይ 2007 ዓም  ንግዲ  ፍቓድ  ዘሐደሰ
ናይ  ግብሪ  ከፋልነት  መፍላል   በርበረ  ዛላ
2  ናይ  ህንፃ  መሳርሒን  ማይ  ቦንቦ   መቀያየሪ ኣቑሕት
3  ናይ  ኤሌክትሲቲ   ኣቑሑት  
4  ኮምፒተር  ምስ  ኣክሰሰሪኡን  ናይ  ኢምተርኔት  ኣቑሑት  ኬብላትን
5  ናይ   መካይን  ጎማ   ምስ  ካላመዳርያኡ   ኮይኖም  ኣብቲ  ጨረታ  ክትሳተፉ  እትደሊዩ  ተወዳደረቲ
1  ናይ 2007 ዓም  ንግዲ  ፍቓድ  ዘሐደሰ
             2    ናይ  ግብሪ  ከፋልነት  መፍላይ   ቑፅሪ  (TIN NO) መረዳእታ  ከቕርብ  ዝኽእል
             3  ቫት  ተመዝገብቲ  ናይ ቫት  ዝተመዝገብሉ  መረዳእታ   ናይ  ሕዳር  ወርሒ  ዲክላራስዩን  ከቅርብ  ዝኽእል::
             4   ናይ   2007 ዓ/ም  ዝተሐደሰ  መቕረባይነት  ምዝገባ  መረዳእታ  ከቕርብ  ዝኽእል::
              5  ንሕድሕድ  ናይቲ  ጨረታ  መክበሪ  ቢድ ቦንድ  ብዝስዕብ  ዝርዝር  ይኸዉን::
 ንበርበረ ብር  2850
ኤሌክትሲት  ኣቑሑት  ብር  1000
ኮምፒተር  ምስ  ኣክሰሰሪኡን  ናይ   ኢንተርኔት  ኣቑሑትን  ኬብላትን  ብር  4000
መካይን  ጎማ  ምስ ካላመዳርያኡ  ብር  800 ኾይኑ   ብቓላሚኖ   ፉሉይ  2 ይ ብርኪ  ቤት  ትምህርቲ  ሽም ብ CPO  /ብጥረ  ገንዝብ / ከትሕዝ  ዝኽእል::
6 ቤት  ትምህርትና  ንክግዛእ  ካብ  ዝሐተቶ  20  %  ክትዉስኽ  ወይ  ድማ  ክትቅንስ  ትኽእል  እያ::
7   ዝርዝር  ናይ  ጨረታ  ሰነድ ብር  15. 00  /ዓሰርተ  ሓሙሽተ  ቅርሺ / ጥራሕ   ብምኽፋል  ካብ   ቓላሚኖ  ቤት  ትምህርቲ  ቢሮ  ቑፅሪ  45 ክወስድ  ዝክእል::
8 ዘይንበብ  ፎቶኮፒን  ስርዝ  ድልዝ  ዘሎዎ  መረዳእታ ፈፂሙ  ተቐባልነት  የብሉን::
9 ናይቲ  ዕድጊት  ዝርዝር  ድሌት  መግለፂ  ቤት  ትምህርቲ ካብ  ዘቅርቦ  ናይ ዋጋ  መቅረቢ  ቅጥዒ  ወፃኢ  ዋጋ  መሊኡ  ዘቅርብ  ተቐባልነት  የብሉን::
10 እዚ  ጨረታ ኣብ መንጎ   ሰዓራይን  ቤት  ትምህትናን  ከም  ዉዕሊ  የገልግል
11 እዚ   ጨረታ  ታሕሳስ  23  /04 / 2007 ዓ/ም    ቅድሚ   ሰዓት  3:00  ተዓፅዩ  ሰዓት   3:30  ኣብ ቓላሚኖ  ቤት  ትምህርቲ   ቢሮ  ቑፅሪ   35  ኩሎም  ተወዳደረቲ  ወይ  ከዓ  ሕጋዊ  ወኪላቶመ አብ  ዝተረኸብሉ  ይኽፈት::
12 ቤት  ትምህርትና  ዝሐሸ  መማረፂ  እንተረኺባ  ብኽፋል  ይኩን  ብሙሉእ  እቲ  ጨረታ  ናይ  ምስራዝ  መሰላ  ዝተሐለወ  እዩ::
13 ንተወሳኪ  ሓበሬታ  ብስልኪ ቑፅሪ  0345591488  / 09 14  77 92 11 ምድዋል  ይካኣል  እዩ ::  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo