ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንትቲ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሕረሻ ( ህንፃ ) መሳርሒ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንትቲ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሕረሻ ( ህንፃ ) መሳርሒ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩንዕድም ::

በዚ መሰረት ነቲ ዝድለ ረቁሓታት ተጫረቲ

  1. በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፍ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ዘለኩም::

  2. ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝኸፈልኩም::

  3. ቲነ ካርድ መረዳእታ ዘለኩም::

  4. ቫት ተመዝገበቲ ዝኾንኩም::

  5. ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲክለራስዩን ዝገበርኩም::

  6. ናይ መቅረባይነት ሴርትፊኬት ኣተሓሒዙ ዘቅርብ::

  7. ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኽበሪ 2000 (ክልተ ሺሕ) ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል::

  8. ናይቲ ሽያጥ ዝርዝር ዶኩሜንት ዘይምለስ 30 ብር ( ሳላሳ ብር) ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ከ /ስ /ዕ /ንብ /ምም /ርን ቁፅሪ 05 ምዉሳድ ይከአል

  9. ካብ 14/ 04 /20067ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክሜንት ብምምላእ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ አብ ዝተፈላለዩ ፖስታ ዓሺግኩም ፊርማን ማህተምን ተገይሩሉ ክሳብ 29 /04/ 2007ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 8:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት አብቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፅሪ 05 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይእቱ ::

  10. እቲ ዘይሰዓረ ተጫራታይ ዘትሓዞ ናይ መኽበሪ ጨረታ ቢድባንድ ሰዓራይ ምስ ተገለፀ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ይምለሰሉ::

  11. እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ በቲ ዝሰዓረ ዋጋ ከቅርብ ፍቃደኛ እተዘኮይኑ ዘትሓዞ ቢድ ቦንድ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸዉን::

  12. ሰዓራይ ዝተገለፀሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ( መዓልቲ) ተካታተልቲ ዉዕል አሲሩ እቲ ንብረት ምጉዕዓዝ ይጅምር

  13. እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/ 04/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፂዩ ሽዑ ድ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ባዕላቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት::

  14. ሰዓራይ ንዝስዕሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ብምሽፋን አብ ወረዳ ሐዉዜን ትልምን ፋይናንስን አጉዒዙ ዘቅርብ::

  15. ሰዓራይ ኣብ ዝተገለፀሉ ቀሪቡ ዉዕሊ እንተዘይ አሲሩ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ዝቅፃዕ ምኻኑ ::

  16. ብመምርሒ መሰረት ኣብ እንዕድጎ እንዕድጎ ንብረት መጠን 20% ክንዉስክ ክንቅንስ ንክእል ኢና ::

  17. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረከቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo