ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ግልፂ ጨረታ

ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል

  1. ናይ ሃለቅቲ ፅሕፈት መሳርሒ

  2. ናይ ሃለቅቲ ፅሬት መሳርሒ

  3. ዝተፈላለዩ ሕተመትን ቅጥዒታትን

  4. ናይ ዝተፈላለዩ መካይን ጎማታት

  5. ናይ ዝተፈላለዩ መካይን ፊልፈልትሮን ኦይል ፊልትሮን ናይ ኣናእሽተይ መካይን

ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ሮቆሓ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ተወዳደርቲ(ጨረታ) ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒታት

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቀረብ

2 ዘለዎን አብ መቅረባይነት ዘተመዝገቡ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዘክእል::

3 ቫት ዝተመዝገበን ኢርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅርብ::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ጥረ ገንዘብ ብር 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብሽም ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ክትሕዝ ዝኽእል::

5 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ኣብ እንዳ ተ/ ሃይማኖት ቤት ክርስትያን ፊት ንፊት ኮሚሳርያት ቢሮና ቢሮ ቁፅሪ 25 ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ዘይምለስ 20 ብር ( ዒስራ) ከፊልኩም ትወስዱ::

6 ተጫራታይ ነጋዶ እቲ ዓይነት ንብረት ብንፁር በቲ ዝወፀ Specification ናይ ሐደ ዋጋን ጠ/ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ አብ ዝተአሸገ ፖስታ መሊኡ የቅርብ እቲ ንብረት ኦርጅናልን 1 ደረጃ ይኸዉን::

7 ኣሸናፊ ዝኾነ ነጋዳይ ንዝሽነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ መቤትና ኣምፂኡ ከረክብ ዝክእልን እቲ ንብረት Specification ዘዉፅኡ ሰበ ሞያታት ትክክለኛ ምኮኑ ምስተረጋገፀ ኣታዊ ገይሩ ገንዘበ ይወስድ::

8 መክበሪ ዉዕሊ 10 % ካበ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ ከትሕዝ ዝክእልን ዉዕሊ አሲሩ ንብረት ኣታዊ ዝገብርን::

9 ቢሮና ካብቲ ዝፍፀም ግዝኢት 20 % ምዉሳክን ምቅናስን ዝክእል ምኮኑ::

10 ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝፈተነ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ምግባር ናይ ጨረታ መክበሪ ዘተሐዞ ገንዘብ ናበ መንግስቲ ካዝና አታዊ ኮይኑ ኣበ ካልኦት ጨረታ ከምዘይሳተፍን ብሐጊ እዉን ተሓታቲ መኮኑ ክፈልጥ ኣለዎ::

11 ብቑፅሪ ዕፋንምምር 589 /05/ 04 ብዕለት 26 /03/ 2007 ዓ/ም ጨረታ ከምዘዉፃአና ይፍለጥ ኮይኑ ግና ብዝገጠመና ዝተፈላለየ ስራሕቲ እቲ ጨረታ ዝቐየርናዩ ምኮና እናገለፅና ሰነደ ጨረታ ዝገዘእኩም ነጋዶ ግና ናይ መዓልቲ ምቅያር እዩ እምበር ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ምንም ዓይነት ፀገም የብሉን::

12 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 06 /04 /2007 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20 /04/ 2007 ዓ/ም ይኸዉን::

13 እቲ ጨረታ ዝእሸገሉ ዕለት 21 /04/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓተ 4:00 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶመ ኣብ ዘተረኸብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ናይ ጨረታ መክበሪ እንተኣትሒዞም ንሳቶመ ብዘይ ምህላዎም እቲ ጨረታ ክጉላእላእ ኣይክእልን ::

14 ብመምረሒ መሰረት ቫት 15 % ዊዘ ሆልድ 2 % ክኸፍል ዝክእል::

15 መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

16 ተወዳደረቲ ማዕረ ኮይኖም እንተሲዒሮም ናብ ዝበዝሐ ድምር ዘለዎ ይወሃቦ::

17 ቢሮና ዝርከብሉ እንዳ ተሃይማኖት ቤት ክርስትያን ፊት ንፊት / ናይ ቅድሚ ሸሙ ኮሚሳርያት / ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ሕሸታት ይካኣል::


 


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo