ጣብያ ጥዕና መቐለ ን2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳረሒ : ፅሬት ኣቑሑት: ሕትመትን : ኤሌክትሪክ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ጣብያ ጥዕና መቐለ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ጣብያ ጥዕና መቐለ ን2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳረሒ : ፅሬት ኣቑሑት: ሕትመትን : ኤሌክትሪክ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን::

  2. ናይ ግብሪ ኸፈላይ መለለይ ካርድ (Tin id) ዘለኩም::

  3. ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ብር 30 ብምኽፋል ካብ ጣብያ ጥዕና መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 20 ብምግዛእ ናይ መወዳደሪ ዋጋኹም ብምምላእ ዝተጠቀሱ ኣድለይቲ ዶክመንት ኮፒ ኣበ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ፈርማን ማህተምን ብምዕራፍ አብ ጣብያ ጥዕና መቐለ ኣብ ዘተዳለወ ሳንዱቀ ጨረታ ተእትዉ::

  4. ምልከታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 01 ታሕሳስ 2007 ዓ/ም ክሳብ 15 ታሕሳስ 2007 ዓ/ም ::

  5. ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 15 ታሕሳስ 2007 ዓ/ም ሰዓት 11:00::

  6. ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ 16 ታሕሳስ 2007 ዓ/ም ሰዓት 03:00::

  7. ሳዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ ነቲ ዝስዕሮ ንብረተ ዉዕል ክሳብ ዝሰርሐሉ ዕለት ኣብ ዘሎ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ጣብያ ጥዕና መቐለ የቕርብ::

  8. ትካልና ዝሐሸ መማርፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ሕልዉ እዩ::

  9. ኣድራሻና ጣብያ ጥዕና መቐለ ቀበሌ 17 ጎኒ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ::

  10. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኺ ቑፅሪ 0344400210 ይጠቐሙ:;


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo