ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ዘሐለፎ ንህቢ ሽምዒ: ባዶተረሽዋ : ባዶ ካሻ: ቁርፅራፅ ቆርቆሮን ሐፂንን : ጎማ ሞተር ሳይክልን ካእልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲረና ክንሸይጥ ንደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

ምልከታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ዘሐለፎ ንህቢ ሽምዒ: ባዶተረሽዋ : ባዶ ካሻ: ቁርፅራፅ ቆርቆሮን ሐፂንን : ጎማ ሞተር ሳይክልን ካእልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲረና ክንሸይጥ ንደሊ

ተጫራቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቆሒታት

1 ናይቲ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ዝኮነ ንግዲ ፍቃድ ይሃልዎ ብዘይገድስ ክወዳደር ዝክእል ምኮኑ::

2 ሰነድ መግዝኢ ጨረታ ዘይምለስ 30 /ሳላስ ብር /ከፊሎም ካብ ዕለት 1/ 04 /2007 ዓ/ም ክሳብ 15/ 04 /2007 ዓ/ም ካብ ወረዳ ሓዉዜን ቤት ፅት ትልምን ፋይናንስን ከ/ሰ/ዕ /ፍ/ ንብረት ምምሕዳር ብምዉሳድ ዋጋ መሊኢኩም ብፖስታ ዝተዓሸገ ናብ ጨረታ ሰደቃ ከአቱ ዝክእል ::

3 ጨረታ መክበሪ ብጥረ ገንዝብ 3000 /ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ/ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተመስከረሉ ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእሉ::

4 ቤት ፅትና ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰልና ዝተሐለወ እዩ::

5 እቲ ጨረታ ኮነ ኢሉ ዘዛበዐ ወይ ከጭበርብር ዝሞከረ ካብቲ ጨረታ ክወፅእ ተገይሩ ዘተሐዞ ጨረታ መክበሪ ተወሪሱ በቲ ናይ ዕዳጋ መምርሕን ድንጋገን ብሕጊ ታሓታቲ ይከዉን::

6 ሕጋዊ ዝተሐደሰ ናይ መንነት ካርዲ /መታወቅያ / ፎቶ ኮፒ ገይሩ ከታሓሕዝ ዝክእል::

7 ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን መማሐየሺ ኣብ ጨረታ ሰነድ ዘይፍቀድ ምካኑ::

8 ተጫራታይ ዝሳዓራይ ምኮኑ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ እቲ ንብረት ሙሉእ ክፍሊት ከፊሉ ከልዕል ዝክእል እንተዘይ ኣሊዒሎም ድማ ዘትሓዝዎ ናይ ጨረታ መክበሪ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ይከዉን::

9 አብቲ ጨረታ ከይዲ ቅሬታ እነተሃሊዎም ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሮም አብ ዉሽጢ 3 መዓለቲ ቅሬትኡ ናብ ት/ ፋይናንስን ቤት ፅ/ት ከቅርብ ይከአል::

10 እዚ ጨረታ ዕለት 1 /04 /2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ 8:30 ኣብ ወረዳ ሓዉዜን ት /ፋይናንስን ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር በዓል ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለወሉ ይክፈት ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 46 67 00 78 ወይ 0914099601 ምሕታት ይካአል::

መተሓሳሳቢ

  1. ግዚኢ ዝሐለፎ ንህቢ ሽምዒ አብ ሕረሻ እታወታት መክዚን ከይድካ ምርአይ ይካአል::

  2. ዴስክ ወንበረ ስብርባር ኣበ ማሾ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ከይድካ ምርአይ ይካአል::


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo