ቤት ፅሕፈት እንዳርታ ኩሉመዳይ ሓረስቶት ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዩኔን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ንዘለዋኡ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መጠንን ዓይነት ሓረስቶት ዘለዎም ናይ መኪና ጎማታት መለዋወጢ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ናይ 2008/09 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን/TIN/: መቅረባይ ሰርቲፊኬት : VAT ተመዝገብትን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክልረሽንን ከቅርብ ዝክእል

2 ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና እንደርታ ኩሉመዳይ ሓረስቶት ሕ/ስ/ማ/ዩኔን ሓ/ዝተወሰነ መምረሒ ዕደጋ ካብ ዕለት 18/4/2009 ዓም ጀሚሩ ብዝይምንም ወይ ብነፃ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

3 ጨረታ መክበሪ ብር 10000 (ዓሰርተ ሽሕ) ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ከትሕዝ ዝክእል ትክእል

4 ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 2/5/2009 ዓም ሰዓት 6:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 2/5/2009 ዓም ሰዓት 8:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ /ሓደ ኦርጀናል ሐደ ኮፒን /ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ኣድራሻና ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቀደማይ ወያነ ጠብያ ሰላም ቀጠና 4 ጥቃ ሰምሃል ላዕለዋይ ክሊኒክ ኮይኑ ኣብ ቤት ፅሕፈትና እንደርታ ኩሉማዳይ ሓረስቶት ሕ/ስ/ማ/ዩኔን /ሓ/ ዝተወሰነ ቀዳማይ ደብሪ ኣብ ቤት ፅሕፈትና መምርሒ ዕደጋ እዩ

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0967557235 0348990267 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo