ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ወረዳታትና 22 ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ
  • ስሊዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልየ ደረጃ 8 ኣናእሽተይ ትካላት ንግዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቆሒታት እተማልኡ እዚ ምልካታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉÂ ዕለት ጀሚርኩምÂ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤትT ፅሕፈትና ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም

1 ናይ 2009 ዓም በጀት ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎንÂ ዋና ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ ዘቅርብን ናይ ከፋላይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን

2 ናይ ቫት ወይድማ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ዋና ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ደቀቅቲን ኣናእሽተይ ትካላት ንግዲ መግለፂ ደረጃ ብርኪ ትካል ዋና ምስክር ወረቀት ዘለዎ በቲ ዘፈር ሕጋዊ ዝተሐደሰ ናይ መቅረrባይነnት ምስክር ወረቀት ዘለዎን ዋና ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ወርሒ ሕዳር 2009 ዓም ወርሓዊ ሒሳብ ዘርኣየሉ ከቅርብ ዝክእል

5 ብማይ ተንክፈ ስራሕቲ ደረጃ 8 ብቅዓት መረጋገፂ ምዝገባ መስክር ወረቀት ከቅርበ ዝክእል

6 መከበሪ ጨረታ 10000 ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ ብጥረ ገንዝበ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጃክ ሃመር ብዝተገጠመለ ማሽነሪ ኮኩዕቱ ዝክእሉ ኮይኖም ናይ ባዕሎም ጃክ ሃመር ዘለዎም ወይ ብፍትሒ ዝተረጋገፀ ናይ ጃክ ሃመር ዉዕሊ ከቅርቡ ዝክእሉ ዉዕሊ ካብ ዝአሰርሉ ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 90 ተከታተልቲ መዓልቲ ሰሪሖም ከረክቡ ዝክእሉ

8 ተጫረቲ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ጨረቶም ፈይናንሻል ሐደ ዋና ምስ ክልተ ቅዳሕ በበይኑ ብምዕሻግ ጠቅለላ ብስለስተ ፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ አለዎም

9 ዝከነ ይኩን ተወዳዳራይ በቲ ቤት ዕዩና ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብክፋል ምቅራብ ኣይከኣልን ኣብ ነብሰ ወከፍ ገፅ ናይ ትካል ማሕተም ፊርማን ዘይገበሩ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይኮኑ

10 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ክፍሊ ቁፅረ 1 ዘይመለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

11 ጨረታ ካብ 17/4/2009 ዓም ክሳብ 8/5/2009 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆÂ ዝፀንሕ ኮይኑÂ በቲ ዕለት 3:00 ተዓሺጉ ሰዓት 3:30 ይክፈት

12 ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ማዓልቲ ጀሚሩ ንተከታታሊ 30 ማዓልቲታ ዋጋ ፀኒዑ ይፀንሕ

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344480183 ብምድዋልን በኣካል ብምቅራብን ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo