ኣብ ቢሮ ኮንስትራከሽን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ብናይ ክልል በጀት ናይ 10 መስመር ገጠር መንገዲ አማከርቲ ንምቁፃር ይደሊ

ቢሮ ኮንስራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ

ሃይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሰልተንሲ

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል

ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ

ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ቂሪቡ ዘሎ ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም አማከርቲ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ተ ቁ

ሽም ፕሮጀከት

ንዉሓት ብኪሎሜትር

መከበሪ ጨረታ ዉሕስና መጠን ቅርሺ

ዘድሊ ብርኪ ደረጃ

አማካሪ ዝሰርሐሉ ግዘ

Â

1

ስምረት ጀማ ዉህደት

22

10,000

ሃይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሰልተንሲ ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን

ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 5 ን ልዕሊኡን

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 5 ን ልዕሊኡን

Â

6 ወርሒ

Â

2

ሕደግ ዉረድ ሰሪሕካ ብላዕ

12

10,000

ሃይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሰልተንሲ ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ

ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 5 ን ልዕሊኡን

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 5 ን ልዕሊኡን

6 ወርሒ

Â

3

ጣብያ ሰላም ኣዉራ

24.36

10,000

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን

Â

ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 4 ን ልዕሊኡን

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 4 ን ልዕሊኡን

Â

7 ወርሒ

4

ዶሃን ይሆዳጋ

19.4

4,000

ሃይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሰልተንሲ ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ

ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን

3 ወርሒ

5

ያሆደጋ ኣራ

18.2

10,000

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን

Â

ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 4 ን ልዕሊኡን

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 4 ን ልዕሊኡን

Â

7 ወርሒ

6

ሃላሊሳ ወርተዒለ እንዳመሳኑ እንዳልጌዳ

23

Â

4,000

ሃይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሰልተንሲ ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ

ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን

Â

3 ወርሒ

7

ዋና መንገዲ ዓዲ ወረቀት

14.5

10,000

ሃይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሰልተንሲ ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ

ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 10 ን ልዕሊኡን

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭልዕሊኡን

Â

6 ወርሒ

8

ደርበ ከርበ ክብርቶ

11

10,000

ሃይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሰልተንሲ ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ

ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን

Â

7 ወርሒ

9

ዓዲ ዳዕሮ ዘላዝለ

38.95

10,000

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 5 ን ልዕሊኡን

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 5 ን ልዕሊኡን

Â

ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 4 ን ልዕሊኡን

ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 4 ን ልዕሊኡን

Â

6 ወርሒ

10

ዓዲቀለበስ ማርባ

11.8

ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ሰዒቦም ዝቀረቡ ረቀሕታት ከማልኡ አለዎም

ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ

ወረቀት ምስክር መቅረባይነት

ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ክምአዉን መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ

ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንመንገድን መጋዕዝይን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ስራሕ ኮንስትራከሽነን ቁፅፅርን ምዝገባ ፍቃድን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ወይ ኣብ ካልእ ክልል ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቀርቡ ዝክእሉ

ሰነድ ጨረታ ካብ 19 ታሕሳስ 2009 ዓም ክሳብ 19 ጥሪ 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ክገዝኡ ይክእሉ

19 ጥሪ 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

እቲ ጨረታ ኣብ ዝተሓተ ዋጋ ዝተመስረተ ዝፍፀም ኮይኑ ዝተሓተ ናይ ቴክኒካል ዉፅኢት ድማ 70 ሚኢታዊ ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344 41 06 45/ 03344 40 00 43

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo