ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ጣብያታት ህንፀት ስራሕቲ ማይ መዋህለሊ ምስ ካናሉ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ
  1. ደረጃ 8ን ለዕሊኡን ብስራሕቲ ማይ ዝኮንኩም ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ወይ ዉልቀ ኮንትራክተራትን
  2. Â ቁፅሪ መለለዩ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም
  3. Â ናይ መቅረባየነትን ፍቃድ ሞያን ዘለዎም ኮይኖም ዋናን ቅዳሕንÂ ከቅርቡ ዝክዝሉ
  4. ናይ ደኣንት ምስክር ወረቀት ዘለኩም
  5. Â ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስÂ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ሕዳር ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  6. ተጨረቲ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 14 ታሕሳስ 2009 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 4 ጥሪ 2009 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ ።
  7. Â መክበሪ ጨረታ 15,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ካብ ሕጋዊ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም
  8. ተጫረቲ ናይቲ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ቅዳሕ ብምግባር ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብኑፁር ብምፅሓፍ ናብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ብምዕሻግ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእሉ
  9. ጨረታ 4 ጥሪ 2009 ዓ∙ ም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  10. ተጫረቲ ሰዓራይ ኮይኖም Â ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 5 ሚኢታዊ ብምትሓዝ ዋና ናይ ደኣንት ምስክር ወረቀት ብምሓዝ ዉዕሊ አሲሮም አብ ዉሽጢ 70 ተከታተልቲ መዓልቲ ሰሪሖም ከረክቡ ዝክእል
  11. Â እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
  12. ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 45 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ
  13. እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይንም ምንካይ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0918033986 ወይድማ 0931486685 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo