ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ሽኮር ፋብሪካ ወልቃይር ፕሮጀክት 1/ ፅሕፈት መሳርሒ 2/ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቑሑት 3/ ናይ ቤት ምግቢ ኣቁሑት 4/ ናይ ፅሬት ኣቑሑት 5/ መለዋወጢ ኣቁሑት ማሽናት 6/ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት 7/ ሴፍቲ ማተርያል /ናይ ሓደጋ ጥንቃቀ ኣቑሑት/ 8/ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት 9/ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድምይደሊ። ኣብ ታሕቲ ዘለው ረቋሒ እተማልኡ ተጫ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ
  • ተጫረቲ ናይ 2006 ዓ/ም ባጀት ዓመት ዝተሓደሰ ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ / ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ምስክር ወረቐት እና ኣብ መንግስታዊ ድርጅት ንምቅራብ ናይ መቕረባይነት ሰርትፌኬት ከቅርብ ዝክእል።

  • ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከፈልቲ ከም ዝተመዝገኑ ዘረጋግፅ ምስክር ወረቀት ከምኡ ውን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ቫት ዲክለሬሽን ከቅርብ ኣለዎም።

  • ተጫረቲ ንሕድሕድ ምድብ ሰነድ ዘይምለስ ብር 60 ብምክፋል ካብ ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ከተማ ሽረ ሎጅስቲክ ቢሮ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል እዩ።

  • ናይ ስትሽነሪ መሳርሒ፣ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቑሑት፣ ናይ ቤት ምግቢ ኣቑሑት፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑት እና ናይ ሴፍቲ ኣቑሑት ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ የካቲት 12/2006 ዓም ክሳብ የካቲት 27/2006 ዓ/ም እንትኮውን ናይ ጨረታ ዝዕፀወሉ የካቲት 28/2006 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3ዕ00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ብ3፡30 ተጫረቲ ኣብ ዘለውዎ ይክፈት

  • ውዕል መኽበሪ ካብ ጠቐላላ ዋጋ 10% ክትሕዝ ዝክእል

  • ፕሮጀክትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኽቡ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914741501 ወይም ድማ 0914786064 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo