ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለለዩ ድልድላት ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ

ኣብ ወረዳ ሰሓርቲ ሳምረ በዓል 16ን 24 ሜትሮ ንዉሓት ዘለዎ ድልድላት

ኣብ ወረዳ ወልቃይት 20 ሜትሮ ንዉሓት ዘለዎ ድልድል

ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ክልተ ባዕል 20 ሜትሮ ንዉሓት ድልድል

ኣብ ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ 24 ሜትር ንዉሓት ዘለዎ ድልድል

ኣብ ወረዳ ጋንታ አፈሹም በዓል 16ን በዓል 20ን ንዉሓት ዘለዎም ድልደላት

ኣብ ወረዳ እምባኣላጀ 10 ሜትር ንዉሓት ዘለዎ

ኣብ ወረዳ እምባኣጃጀ 3 በዓል 10 ሜትር ድልድላት ብ RC 7ን ወይዉን GCን 7ልዕሉኡን ብርኪ ፍቃድ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫረቲ ከስርሕ ይደሊ

ተጫረቲ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ከማልኡ አለዎም

  1. ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
  2. ምስክር ወረቀት መቅረባይነት
  3. ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ካርድ
  4. ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት
  5. ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለረሽን መረዳእታ ዘለዎም
  6. ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእ

መከበሪ ጨረታ

ኣብ ወረዳ ሰሓርቲ ሳምረ በዓል 16ን ሜትሮ ንዉሓት 18000 ቅርሺ ፕሮጀክት መወድኢ ግዘ 5 ወርሒ 24 ሜትሮ ንዉሓት ዘለዎ ድልድላት 20000 ቅርሺ ፕሮጀክት መወድኢ ግዘ 5 ወርሒ

ኣብ ወረዳ ወልቃይት 20 ሜትሮ ንዉሓት ዘለዎ ድልድል 25000 ቅርሺ ፕሮጀክት መወድኢ ግዘ 5 ወርሒ

ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ክልተ ባዕል 20 ሜትሮ ንዉሓት ድልድል 20000 ቅርሺ ፕሮጀክት መወድኢ ግዘ 5 ወርሒ

ኣብ ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ 24 ሜትር ንዉሓት ዘለዎ ድልድል 30000 ቅርሺ ፕሮጀክት መወድኢ ግዘ 5 ወርሒ

ኣብ ወረዳ ጋንታ አፈሹም በዓል 16ን ሜትሮ ንዉሓት 11000 ቅርሺ ፕሮጀክት መወድኢ ግዘ 4 ወርሒ በዓል 20ን ንዉሓት ዘለዎም ድልደላት 20000 ቅርሺ ፕሮጀክት መወድኢ ግዘ 5 ወርሒ

ኣብ ወረዳ ጋንታ አፈሹም በዓል 20ን ሜትሮ ንዉሓት ድልደላት 20000 ቅርሺ ፕሮጀክት መወድኢ ግዘ 5 ወርሒ

ኣብ ወረዳ እምባኣላጀ በዓል 6 ወርዲ ካልበርት 5000 ቅርሺ ፕሮጀክት ግዘ 4 ወርሒ

ኣብ ወረዳ እምባኣጃጀ በዓል 10 ሜትር ድልድላት 18000 ቅርሺ ፕሮጀክት መወድኢ ግዘ 4 ወርሒ

ኣብ ወረዳ እምባኣጃጀ በዓል 10 ሜትር ድልድላት 18000 ቅርሺ ፕሮጀክት መወድኢ ግዘ 4 ወርሒ

ኣብ ወረዳ እምባኣጃጀ በዓል 10 ሜትር ድልድላት 18000 ቅርሺ ፕሮጀክት መወድኢ ግዘ 4 ወርሒ

  1. ኩሎም ተጨረቲ ጨረታ ካብ 12 ታሕሳስ 2009 ዓም Â ጀሚሩ ክሳብ 10 ጥሪ 2009 ዓም Â ሰዓት 400 ነፍስወከፍ ፕሮጀክት ዘይምለስ 200 Â ቅርሺ እንዳከፈሉ ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ይክእሉ
  2. ጨረታ 10 ጥሪ 2016 ሰዓት 4:00 ናይ ንግሆ ተዓጽዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

0344410645 0344400043 ብምድዋል ሓበሬታ ምርካብ ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo