ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንከተማ ልምዓት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ግሪነር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንስርሕ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

1 ናይ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ :ቲን /TIN/ : VAT ንግሪነሪ TOT እዉን ዝሐወሰ ዝተመዝገቡ እዋናዊ ሪፖርት (ቫት ዲክሌር) ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገቡ መረጋገፂ ዘቅርብን

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ም/ምርን ክሳብ 19/04/2009 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ መክበሪ ብስፒኦ ብር 5000 ከትሕዝ ዝክእል

6 ካብ መቐለ ዓብይ ዓዲ ሓዲሹ አሳፋፓልት ዘሎ ጨረታ መክብሪ ብስፒኦ ብር 5000 ከትሕዝ ዝክእል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪኦም ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ብጥረ ገንዘብ የቅራብ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/04/2009 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ዝትኣሸገ ፖስታ ከቅርርብ ዝኽእል

11 ሰዓራይ ምስዓሩ ምስ አረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል

12 ኣድራሻና ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሕታወይ በሪ

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo