ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ንወረዳ ሓዉዜን ደጋመባ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ህንፃ ፕሮጀክት ብደረጃ BC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫረቲ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ

ተጫረቲ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍÂ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ከማልኡ አለዎም

  1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
  2. ምስክር ወረቀት መቅረባይነት
  3. ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ካርድ
  4. ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት
  5. ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለረሽን መረዳእታ ዘለዎም
  6. ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእታ
  7. Â ኩሎም ተጨረቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 5 ታሕሳስ 2009 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 5 ጥሪ 2009 ዓም ዘይምለስ 200 ቅርሺ እንዳከፈሉ ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ይክእሉ

BC 8 ድማ ድኣንት ዘይምካኖም መረጋገፂ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ንምርካብ ናብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ስልክታታት ቁፅሪ 0344408775 ብምድዋል ሓበሬታ ምርካብ ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo