ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ የጭላ ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ናይ ቴክኒክ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ የጭላ

ልዕሊ 100000 ብርኣብዝዋግኡእትሳተፉተጫረቲ

1 ንተወሳኪእሴትታክስዝተመዝገብኩምክኾኑአለዎምወርሓዊቫትድክላሬሽንከቅርቡአለዎም

2 ናይግብሪከፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/ ከቅርብዝክእል

3 ናይመቅረባይንትምስክርወረቀትከቅርብዝክእል

4 በቲመስመርዝተሐደሰንግዲፍቓድዘለዎም

5 መክበሪጨረታ 5000 ብጥረገንዝብወይብባንኪዝተረጋገፀ CPO ከትሕዝዝክእል

6ሰነድጨረታብክልተፖስታኦርጅናልኮፒንኣብሐደዓብይፖስታተዓሺጉከቅርብከይኑእቲእተመልእዎዋጋናይቲድርጅትላዕለዋይሓላፊተፈሪሙንማህተምዓሪፍዎምስኣድራሽዘቅርብ

7ሰነድጨረታእዙካብዝተቃለሐዕለት 28/03/2009 ዓምዘይምለስ 50 ሓምሳቅርሺናይደኩመንትዋጋብምክፋልካብወረዳጣንቆአበርገለማይግልጋሎትከተማየጭላ ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ካብዝተቀለሐሉዕለትጀሚሩኣብዉሽጢ 15 መዓልቲእትክእሉእንትኮኑ

8እቲጨረታሰነድመረከቢእዋንዘብቀዓሉግዜዕለት 12/04 /2009 ዓምሰዓት 3:30 ተዓፂዉብተመሳሳሊዕለትሰዓት 4:00 ኣብቤትፅሕፈትትልምንፋይናስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ወረዳጣንቆአበርገለቢሮቁፅሪ 8ተ ይክፈት

ንዝበለፀሐበሬታስልኪቁፅሪ 0344220126/ 0069 /0914260636/ 0963511559/ 0914215255

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo