ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽነ መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ኣብ ከተማ ዉቅሮ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መምሀሪ ክፍሊ ዝከዉን ህንፃ ከስርሕ ስለዝደሊ BC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዉቅሮ

1.ናይ 2008 ዓም ናይ ስራሕ ግብሪ ዝከፈልኩም ፍቃድ ዘሐደስሉን መረዳእታን ከቅርብ ክእልን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎን ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያንÂ ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ኮንስትራክሽንን ቁፅፅርን ምዝገባን ፍቃድን ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2.ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳበ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘለዎም

3.ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጠ ናይ መድሕን ዉሕስና ትካል ወይን ድማ ካብ ባንኪ ብዝተዉሃቦ ዝተረጋገፀ ቼክ 120,000 ከቅርቡ ኣለዎም

4.ንተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ህነፃ ፕሮጀክት ወይንም ስራሕቲ ዉዕሊ ካብ ዝፈፀምሉ ጀሚሮመ ኣብ ዉሽጢ 230 ተከታተልቲ መዓልትታት ዉሽጢ ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ኣለዎም

5.ሰነድ ጨረታ ካብ 15 ሕዳር 2009 ዓም ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዉቅሮ ምዉሳድ ይከኣል

6.ተጫረቲ ናይ ዝጫረትዎ ፕሮጀክት ዋጋ ወይ ከዓ ፋይናሻል ሰነድ ሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ምስናይ ጨረታ ዉሕስና ዝሓዙ ሰነዳት ኣበ ዝተፈላለዩ ፖስታታት ምስዓሸጉ ኮሎም ፖስታታት ኣብ ካልእ ዓብዮ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ናይ ዝጫረትዎ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብዩ ፓስታ ብማርከር ብምፅሓፍ ከእትዉ ይግበእ

7.ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ዝቀረቡ ሰነድ ቅጥዕታት ብትክክል ክመልኡን ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ሰነድ ፊሪሞምን ሓቲሞምን ቅደም ሰዓብ እቲ ሰነድ እንተይኣዛብዑ እቲ ሰነድ ከምቲ ክሽወጥ ዝነበረ ከይጎደለ ከቅርቡ ኣለዎም ዝጎደለ ብትክክል ዘይተመለአን ቅደም ሰዓብ ዝተዛበዐን ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ጨረታ ወፃኢ የግብር እዮ

8.እቲ ጨረታ ኩሎም ተጨረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልተቶመ ኣብ ዝተረከብሉ 17 ታሕሳስ Â 2009 ዓም ልክስ ሰዓት 8፡30 ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽነ መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዉቅሮ ይክፈት

9.እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10. ንተወሳኪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዉቅሮ ብኣካል ብምርካብ ወይን ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344431142 ደዊልካ ምሕታት ይካአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo