ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን 2009 ዓም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑ ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም ኣክሱም

ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ 13 ሕዳር 2009 ዓም ክሳብ 4 ታሐሳስ 2009 ዓም ሰዓት 2፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ሆስፒታልና ዝተዳለወ ሰነድ ንሕድሕሐደ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊልኩም መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖሰታ ናብ ቅድስት ማርያም ሆሰፒታል አክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክትቀርቡ ትክእሉ እተቅርቡ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሒ

  1. ናይ ኤለክትሪክ ተወሳኪ ታክስ ተመዝገብቲ
  2. ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ሒሳብ ዘፍለጡ
  3. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰን ሓደ ቅዳሕ ዘቅርብ
  4. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ቅዳሕ እተቅርቡን
  5. ናይ 2008 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም ሓደ ቅዳሕ እተቅርቡን ጥራሕ ክትወዳደሩ ትክእሉ
  6. መክበሪ ጨረታ 3,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይዉን ብ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ እትክእሉ
  7. ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 4 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት 3 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን
  8. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 4 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት3:45 ይከዉን
  9. ዘድሊ መረዳእታን መክበሪ ጨረታን ኣመሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ዘይተረከበ ተወዳዳሪ ከመዘሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ንዝሰዓሮ ከቅርብን ይግደድ
  10. ተጫረቲ ንሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ መፅዐንን መራገፍን ናብቲ ሆስፒታል ኣታዊ ይገብር
  11. ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማ በዓል ዋናን እንተዘይሃሊዎ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ኣብ ጎኑ ፊርማ እንተዘይሃሊዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን
  12. እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347752212 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo