ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ

ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ

1 ናይ መኪና ጎማ ናይ ጀነሬተርን መካይንን ባትርን :አቁሑት ኤለክትሮኒከስ: ናይ ማይ ባንባ መሳርሒ:ደንቢ ክዳንን ጫማን ዝርዝር መምርሕታት ሰነድ ኣብ መቀለ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ቢሮ ቁፅሪ 42 ይርከብ

2 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ናይ ፈርኒቸር አቁሑት: ሕትመት ስርሕቲ: ፀባ ዓፅሚ ዘይብሉ ናይ ጤል ስጋ ዝርዝር መምርሕታት ሰነድን ካብ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሐመራ ምዉሳድ ይከኣል

ካብ ዕለት 13 /03 /2009 ዓም ክሳብ 3 /4/ 2009 ዓም ሰዓት 11: 00 ናመፃእኩም ዘይምለስ 25 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ትክእሉ

እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ 4 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፍት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344481035 ወይድማ Â 0914111172

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo