ኣፅቢ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈተ መሳርሕታት: ኤለክትሮኒክስ: ኬሚካላት: ናይ ቤተ ንባብ መፃሕፍቲ: ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ስፖርት ማተርያልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አፅቢ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

ስለዚ በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕደም

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2009 ዓ/ም ዘሐደሱን

2 ተጫረቲ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

3 ቫት ምዝጉባት ዝኮኑ

4 ተጫረቲ 2% ኽኽፍሉ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ አብ ዘቅርብዎ ቫት ሓዊሱ ክኸዉን አለዎ

6 ተጫረቲ ብናይ መጋዓዚያን መራገፊን ናብ ኣፅቢ ላ2 ብርኪi ቤት ትምህርቲ ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ንጨረታ መኽበሪ ብጥረ ገንዝብ ንቤት ትምህርቲ ዝተአዘዘ ንብረት ክሳብዝአትዉ ብር 4000 (አርባዕተ ሽሕ ብር) ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 07/03/2009 ዓ/ም ክሳብ 20/03 2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 5:00

9 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ አፅቢ ላ2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ፋይናንስ ንብረት መምሕዳር ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ ጥራሕ ከፊሎም ይወስዱ

10 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምኡ እዉን ዝተማለአ ደኩመንት አብ ዝቐረበሉ እዋን ይከፈት

11 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/03/2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 7:00 ተዓሺጉ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:00 ይኽፈት

12 እቲ ቤት ትምህርቲ ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብምሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0343400147 /0932340028/ 0914571964 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo