ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2009 ዓም ብናይ ድጎማ ባጀት /GEQIP/ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምኑ

ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ

1 ናይዚ ዘመኑ ግበሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር

2 አብ መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቕርብን

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 7/03/09 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/03/09 ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ

4 ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት 20/03/2008 ዓም ሰዓት 9:30 ይኽፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከአል ምካኑ

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክብሪ ብባንኪ ዝተገራገፀ ስፒኦ ብር 3000 ዘቅርብ

6 ዝቐረበ ዋጋ ብዘተቐመጠ ስፔስፊኬሽን መሰረት ዘቕርብ

7 ቤት ትምህርቲ ዝሐሸ መማረፂ ተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 አድራሻ ሚላኖ ሆቴል ፊት ለፊት ባሎኒ መንገዲ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400030 /0344406078 /0344411808/ 0914761811 ደወዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo