ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2009 ዓም ብናይ ድጎማ ባጀት /GEQIP/ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ

1 ናይዚ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን/tin/ ናምበር

2 አብ መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቕርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርትን ዘግበረ

3 VAT ዝተመዝገቡ ክከዉን አለዎ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 7/03/09 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/03/09 ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ

5 ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት 20/03/2008 ዓም ሰዓት 9:30 ይኽፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከአል ምካኑ

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክብሪ ብባንኪ ዝተገራገፀ ስፒኦ ብር 5000 ዘቅርብ

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ምምሕዳርን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 8 አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኳንኩም ንሕብር

7 ዝቐረበ ዋጋ ብዘተቐመጠ ስፔስፊኬሽን መሰረት ዘቕርብ

8 ቤት ትምህርቲ ዝሐሸ መማረፂ ተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 አድራሻ ሚላኖ ሆቴል ፊት ለፊት ባሎኒ መንገዲ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400030 /0344406078 /0344411808/ 0914761811 ደወዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo